www.blina.org

ዓባር ብሪዅ 20011ዓም PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Saturday, 06 August 2011 18:31

ዓባር ብሪዅ 20011ዓም

እና ብርክስጛ ኣፍሪቂዅል፣ ቋልስታዅ ዓባር ሰልፍድ ውሪልድ ብርፍ ያዅ ግን፡ ያኹሲ ተለድኖ ግን። ንኪር ክቱብልኻ ዓባር ዋነትር ውሪዅ መሪ ኤርትሪዅ ዋዕ የላትል ቋልኖ ግን።

ላሓማን መሪታት ውሪ ኮላት (UN) እና ስቖት ህንበውልድ ላሪ ናልድ ነቐስረን ዓባር ህንበኵ የንኵ። ስዃ ኣከንኻ መዓት ዓባር ገሞ ህንበዅ ይነኵ።


1.    20% ሻዓብሊድ፣ 2100 ካሎሪ ወሪ ቁስታዅ ግርግል ኤረረገው ኣከነን።
2.    30% ቆልዕ ቁስታዅ ብነድ ዓፋት ኣከነን። (Acute malnutrition).
3.    10.000 ልድ ለጛ` ኣዳም ላ ግርግል ከኤርድ ክረነን።
4.    ወረቢል ክኤር ሰበትድ ስዳዋኽድ ካራኽ ዕድር ቋልስተን። (A pandemic illness).
5.    ጅእስተው ዓቝ ሰጃ ሊተሮራ ስቆይሲ ላ ኣዳማድ ዋነን።
6.    ከው ቝስታኽ ብነድ ናብረስ ባሮኖ ጋይተነን።
(Large-scale displacement).
7.    ሐርብ ሰበትድ ከው ናወረበስ ባርኖ ጋይተነን። (Civil strife).
ሸዓብ እርገውሎም ርድቕዲ ማልዲትድጝኖ  ከደምኖ ቝስታኽ ብኖ ደርብል ለበነን።

ላሓማን መሪታት ውሪ ኮላት (UN) ላ ብሪል ዓባር ቱወሰና ዓቅም ሻክ ካቢሮ ሽጛና ስኵሰቲ፡ ወሪ ኮዶ ነወየው ጨገምል ኣኽሮላ ኣንድቢል ገምድረውልድፍድሮ ከውሲ እልለነኵ።
 
ብርክስጛ ኣፍሪቂል እንቶ ህንባኽ ዓብር ደኳኽ ኤመሪል ኡዃርሳዅ ኣኽጊ ኤመታት ደከውሊ እንኩልኩልሳኽ ግን። 2009 ዓ.ም እልብድነን ገሪ አካናትሊ ስዋ ነፍዓዅ እሲላ። ንድሰበትድ ኤረሳ ኒ ኪ ድጝልድ ኤር ዔስላ።2010ሲ ኽር ገሪ አካናትሊ ሽቅ ትኽ እርጉዅ፣ ደኰክ ኮዶ ገሪ ኣካናትሊ ስዋ እርግላ፣ ንድኻ ኤረስ ድራርልድ ደኰገው ግን ኤር ኒ ዔሰው።

ኤርትርይል ሱዋ ብነዲ ኤረርነዲ ካይ ኣኽላ ንጨገም፣ ጎዲሮዄር ፈዲሮኽር ቐደራዅ ሻሎት ሒልድ ዕስክርኒል ዋለይስነዲ ብሀር ጨገም ግን። ሻሎት ና ጀኸትልድ ሽርኖ ደንቢ ውራ ህንባዅን። እን ሽቕ ኡዎዉድሎም ዳግ ከደምኖ ውሪ ሸቐጥኖ ዕያልሲ ካበጝኒን ሕኩመት ገንሺን ኣኽኖ መንደርተነኵ። ንድኻ እና ቋልናኹሰና ሻሎት ኣኽኒን በህሊን ና ወረበስ ባርኖ ኣእላፋትድ ጋይተኖክ።

ብርክስጛ ኣፍሪቂል ቋልስታዅ ዓባር መጨጭዳኽ ዲ ቃልቶሉኽር ዋስቶሉኽር ጉኢሳዅ ግን ንህንባዅ። ራሕመት ሻዅ ካቢሮ ላሓማን መሪታት ውሪ ኮላት (UN) ንርሽጛና ስክስሮ ህንበቲ። ኢትዮጰያዲ ኬንያዲ ሶማልዲ ና ከው ትግርድ ክረነት ዓለምስ ኣሰማዕድኖ ካበና ኣርድኖ ወንቀረነኵ እንኵኑኹ። ወላ ኣደጎ ኣከንኽር ካበና ገእ ዮክሎም እንኹኽ። ሕክም ህግደፍሩዃ ንዓመል ከፈይኒት ዪና ኮል ዓባር እላ ዮ ዓሊ ዓብዱ ሚኒስትር ዜኒዅ አወጁዅ ጂባዅ ዪን ዪና እስታት ኩ ፊዅሲ ኩላውድ ካብና ያዅ ከታ እንጋዅ ዪና ጉግ ዓውቲነዲን እንታ ካበነስ ኢትዮጵያዲ ሶማልዲ ሺዋንድ እወሎም ዩዅ። እማ እነ ጋብ ዓሊ ዓብድሩ እምንማ ተካዅንኩም?

ኢሰይያስ ኣፎወርቂር ሕክም ከው ሲ ኬኤርዶ ሐከማኽ ኒኣክድ አባ ተወልደብርሃን ጸጋይ ና ደብተርሊ 13 ሚይዝያ 2002 ዓም ድጊ ግፋዓት ወሪ In the Defence of the Oppressed ይረሪትል ትግርኛ ክቱብሊ  ወልተር ገሽሊ ንሰና የነኵ። ብሕል፣ ኒል ዋኑ ደሽክሊሲ ዪና ስኩስነድ ።
                        ትዕብዝቲ
1.1    “አብ ሀገርና ብርቱዕ ሽግር ከም ዘሎ ዘቃልዕ ጽሑፍ እዩ።እዚ ሽግር`ዚ አብ ውሽጢ ዐድን አብ ወጻእን ንዘለው ኤርትራውያን ብኽፋእ የሳቕዮም ከም ዘሎ ንዕዘብ።ናይ`ዚ ኹነታት`ዚ ዝኸበደ ሸኸም ተሰኪሞም ዘለዉ ግን አብ ዐዲ ዘለዉ ደቀባት እዮም።”አብታ ዘላታስ ተወሰኸታ” ከም ዝብሀል ከአ እቲ ኹሉ ጸበባ ከይአክል፡ ”ነገርኩም ንኻልእ ከይትነግሩ፣ ከይተፍልጡ፣ መረረኻ ንኽልእ ምቅላዕ ክሕደት ሀገር`ዩ ዚቚጸር” ይበሀሎም አሎ ነዞም ደቀባት።ብሐጺሩ አብ ኤርትራ ሐደ ሕሱም መንግስቲ ነጊሱ ከም ዘሎ ንዕዘብ አሎና። ከመይ አቢሉ እዩኸ ንደቂዐዲ ከም ዘይዛረቡ ዘገብሮም? ብኽልተ መንገዲ።
1.2    እናጥመየ። ንመግቢ ዕለቱ ዚቃለስ ሰብ፡ካብ ሕይወቱ ዚዐብዮ

ከልእ ቊምነገር ክህልዎ ስለክእል፡ኪቃወም ዘይሕሰብ`ዩ።ከምዚ ምስ ኮነ፡ቀዳሞት ሮማውያን፡”ምንባር ቅድሚ ምትርዃዕ” ይብሉ ነበሩ።

1.3    እዚ ተረዲኡ ካአ እዩ፡ጨቋኒ መንግስቲ ህ.ግ.ደ.ፍ ሰብ ኪጠምየሉ ዚደሊ። ”ንርእስኻ ምኽአል! ተጸበይቲ ረድኤት ከንከውን አይንደልን!” ኪበሀል እንከሎ፡ አብ ቅድሚ ዐይንና ብጥመት ዝሞቱ ሰባት ተዐዚብና ኢና። አብ ኢደ ድርጅት ገበርቲ ሰናይ ዝነበረ እኽሊ ረድኤት፡ ብሐደ ወገን “ከይትዕድልዎ!” በቲ ሐደ ኸአ “ተባላሺዩ እዩ” ብምባል፡ መንግስቲ ዝደርበዮ ኢኽሊ ሰብ ከም ጓል-በረኻ ኪቀዳደሙ ተዓዚብና ኢና። እዚ ዓመትዚ እዚወን፡ሰኑይ 29/01/2001 ካብ ዐድና ስልኪ ደዊሉ ከም ዘረጋገጸለይ፡ አብ ምድሪ ደንከል ሕዝቢ(ብፍላይ ከአ ሕጻናት) ብጥምየት ዚአክል ከም ቈጽሊ ረገፈ።እወ! እዚ ኸአ፡አብ ባጽዕ (አብ ስተድዩም) እኽሊ ረድኤት ተደርዲሩ አብ ዝነበረሉ ጊዜ ምኻኑ እዩ። አዚ ንዛረበሉ ዘሎና ህልቂት ሰብ-ደንከል፡ ምስቲ ብ1973 ድሕሪኡ እውን ብ1980 ዓ. ም.ፈ አብ ክፍሊ-ሀገር ዎሎ(ኢትዮጵያ) ዝተራእየ`ሞ ንዓለም ዘስካሕከሔ ህልቂት ዘመስል እዩ ይብል ዝተዐዘብዎ ሰባት። አብ ኤርትራ፡ ሐቂ አብ ምዕፋን ተዋዳዳሪ ዘይብሉ መንግስቲ ስለ ዘሎ ግን፡ መራኸቢ-ብዙሃን አይተዛረቡሉን። ዝኾነ ኾይኑ፡ ”ክፋእ ርኢና! ዚግበር ግበሩ!” ንዝበሉ ሰባት፡ መንግስቲ አቶ ኢሳይያስ፡ “ንሕና ዐቕሚ የብልናን። ንስኻትኩም ክትሕግዝዎም እንተደሊኹም ሐግዝዎም” ቢሉ መለሸሎም!!! አይገርመክምንዶ? ዝኾነ ኾይኑ እዝን ካልእ ብዝሕ እከይ ነገራትን ተጸቢናን ሰሚዕናን ኢና። እዚ ዅሉ ጭካኔ፡ “አሕዋትኩም ኢና” ካብ ዝብሉ ሰባት ምምጽኡ ዘቅሕር (= to perturb)ነገር`ዩ። እንታይ እዩ ብልሐቱ? እቱ “ርእስኻ ምኽአል!” ዘብል ጭርሖ፡ ስራሕ/ሽቕሊ ፈጢሩ ካብ ጥሜትን ካብ ሞትን ኬድሕን ዶ አይኮነን ዕላምኡ? ዘየድሕን እንተድአ ኮይኑ ግን ፍይዳ የብሉን ማለት`ዩ!።ወያ ከመይ እንተበልኩም፡ ብሐቂ ስራሕ ተረኺቡ እንተ ዘኸውን፡ከይሰርሕ ቢሉ ሞት ዚመርጽ ሰብ ክህሉ አይክእልን`ዩ። ወይ ከአ መግቢ ክአሪ ምስ አራዊት ከሳብ መቅላስ ነፍሱ ኬዋርድ/ኬሕስር ዚደሊ ለባዊ ፍጡር ኪህሉ ዘይሕሰብ እዩ።ወዘተ…..”

እና አወት ትግርኛድ አንበብድኑ ግጅናዅ አባ ተወልደብርሃን ጸጋይ ከተብናኽ ግርግልድ ደንቢ ይነኮል ጂበገን ኪዳኽ ላሪ እላ። ኢሳይያስ አፎወርቂዲ ኒጨርዲ ብረዲ ከውዲት ባሐትኖ፡ ይነበለድሊ ከኤርታኽ እላ የኖክ። ይነ ጽሑፍ ተርሊ ላሓማን መሪታት ውሪ ኮላት (UN) 8 ምልክታተልድ  3 ቋልስተን ላብሪል መዓት ዓባር ህንቦክ ማለት ግን የኖኵ። ኒድ ሰበትድ እና ደከው ግርጋትሊ ከብር ደኵሳዅ ቦስቶን ክሙዅ Boston.com ይስትረሪሩኽ ላሪ ሻኒዲ ገነዲ ወይዘሮ ኣለም ተኬኤ ይስትረሪ ንር 5 ቆልዕዲ ኤርትርይልድ ጋይትሮ ኢትዩጵይል ህንባኽ ማዓስከርሊ ዓይብርዶ ህንብረሪት ጋብሰ እርጉኽ፡፡ እና ገና ይቑር ኬኤርድ ክርጊኒን ና ርሕሲ ደኤንድያ እንቶ ህንበኵን ዪቲሉ። ኣሰና ኮምል ቋለሉ። ኒዳግሊ አነ አርባ ሐምለትል ትግርድል ህርብረው 1000 አወይሲ ኣዳም ኢትዩቢይል ገእ ይኖ ህንበኖክ። ዪና ኮሊትል ከደንድ እንተረው ከበር ፈተሸውዲ ኣዳምር ጨገምሲ ረሄይድድኖ ለመለም የውዲት ህግደፍ ቱነስ ገብነዲንሎም ኒውክ ደብተ ህንበኵ። እናዋስናዅድኻ ጭግማንድ ጃር ና ጨራ ኣኽኒ። ወረባ ብሊናዃ ጅወድ ዋዕየዉሉ ከደንድ ካበውሉ ሻኽላ።  ግንድድኻ ሱዳንድኽር ኢትዮብየድኽር ግንዲተጋዅ ኣከን ጋይቶ እና ሙቑላ ኤመረስ ደዅስርድ፣ ኒንኻ ቐደርሳዅ ኣኽላ። እማ ከደን መንደርትናኽር ዪና ዓቕምዲክ ዪኽርዲ ይገነዲ ካያ ዪጝኒ ድገታተል ህንበው ጭጉማንስክ ካቢኖ ሆደ ፋነየቲ። ጃርኻ  እና ሕክም ህግድፉዅ ሲ ጉድኒት፣ ኒ ዋኑ ሰላምዲ ዓማርዲ ናአካን ሺራኽ ግን።

ኒስ ቋላዅ ተለይድኖ ግን፣

ሆደ ፍንሕኒሕ ሙርቛ ብሊናዅ
ከብርዲ ምህሮዲ ለምካ 6-8-2011

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 141 guests online