www.blina.org

ጽንብል ጉባኤ ብሊን ዕለት 31.03.2012 PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Monday, 19 March 2012 21:50

ጽንብል  ጉባኤ  ብሊን  ዕለት 31.03.2012

ክቡር ተቓላሲ ህዝብና፣
ብምኽንያት  ጽንብል  ጉባኤ  ብሊን  ዕለት 31.03.2012 ዓ.ም  ሰዓት  19:00 መደብ  ኣዳሊና  ኣሎና፣ ኩሉ  ደላይ  ፍትሒ  ክካፈሎ  ንዕድም።

 

ኣድራሻ፣ ቑጽሪ ገዛ 25, Rue du Vieux-Billard 1205 Geneve ኢዩ። መጎዓዓዝያ፣ ካብ እስታስዮነ  Banhof/Gare ብቅዲሚት ምስ ወጻእኩም ኣውቶቡስ ቁ. ሓደ ወሲድኩም ኣብ ሳልሳይ መዕረፊ ሲርክ/ cirques  ዝብል ውረዱ። ኣብኡ ሓበሬታ ክጸንሓኩም’ዩ።
መተሓሳሰቢ ንጉባኤኛ መኤከቢና ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ ኣድራሻ’ዩ።  ሰዓት 9:00 ክትርከቡ ንላቦ።
ወናማት መንእሰያት፣ ደረፍቲ ፣ ብሊን፣ትግሪኛ፣ ትግረን፣ ዓረብን፣  ከጻውቱና’ዮም።  ካብ ተላሃይቲ፣  ሰናይ  ግርማይ “ተዛረብ “፣  ከም ዘሎ ነዘኻኽር።                 

ዓወት ንሓርነታዊ ቓልሲ ህዝብታት ኤርትራ።


ሓይሳን ዪና ከው ለመለምየንቱት፣


ፍንሕንሕ ሙርቋ ብሊኑኹ፣  ሆደ፣ ሺራኽዲ ተኸዲ ህንብደናኽርሲ  ሰልፋ ዲቢል ዕለት 31.03.2013 ጨመድረድ ተንበሀቲ።  ሰላምዲ ኪዳ ዲበዲ እንትን ኒል ህንብደናኹልክ  ተለይንተት። ኤውሮቢል  ህንብናኽርኻ ዕርዲራ  ጀኔቭትል  ክሰራ ሰዓት 900 ዲባ ብርፍ ዪሮ ግን። ሰዓትል ተለያ።  ላሕመዲ ናይ ብሊናኹዲ ተምኔታኹ ጨሪትሮ ኒ ውእብ ግን። ኒ ኩንስኻ ድራርዲ ገውረዲ ኣኽሮ  ኣኸውድ ፍትሕል ለመለምየንቱት ዳሕነድ ላዃ ይነኩን።

ሰርገል ፍንሕንሕ ኤሪትራ ገባዪልድ።

Last Updated on Monday, 19 March 2012 21:55
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 46 guests online