www.blina.org

ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ጀኔቭ ስዊዘርላን ዕለት 20.05.2012 PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Saturday, 28 April 2012 09:48
ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት
ኣብ ከተማ ጀኔቭ ስዊዘርላን
ዕለት 20.05.2012
ከም’ቲ ልሙድ፣ ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ክበዓል ስለ ዝኾነ ንኹልኹም ንገድቲ
ነተሓሳስብ። ብሰላም ጸኒሕኩም ብሰላም ክትመጹ ከኣ ንምኔ። ነዚ መልእኽቲ እዚ ዝረኸበ
ንዘይሰምዔ ክሕብር ንላቦ።
ዝንገደሉ ዕለት፣ 20.05.2012
ቕዳሴ ሰዓት፣ 11:00 ልክዕ ሰዓት ይጅምር
እድራሻ፣ SALLE COMMUNAL D’ONEX , ROUT CHANCY 133,  1213 ONEX  ኣብ ፊቱ ዘሎ ቤትክርስትያን’ዩ።
መጎዓዓዝያ፣ ኣብ ወገን የማን ባንሆፍ (BANHOF/GAR) ደው ትብል፣ ባቡር ከተማ
(STRABENBAHHN/TRAM) ቁጽሪ  N. 14 P+R ንበርነ (BERNEX) ትኸይድ ወሲድኩም ኣብ ኦነ (ONEX) ትወርዱ።
ልሙድ ጽንብልን ምህልላን ጸወታን ከም ቐደሙ ኣሎ።
ብደሓን ምጽኡ/ጻ።
ሽማግሌ ማሕበር ማርያም ደዓሪት ስዊዘርላንድ፣
ንሓበሬታ በዚ ስልኪ ተውከሱ።
Tel. 076 616 14 03
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 19 guests online