ደገፍና ንመበል 13 በዓል ብሄረ-ብሄረሰባት ኢትዮጵያ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ |
Monday, 17 December 2018 20:52 |
ወጽዓ ኣብ ዘሎ ቓልሲ ኣሎ። እሺ ኢሉ ዝግዛእ ፍጢር የሎን። ዉጹዕ ተወጺዔ፣ መሰለይ ትነፊግኒ፣ ፍትሒ ጎዲልኒ፣ ኣብ ገዛይ ኣብ ሃገረይ ሰላም ሲኢነ፣ ሓድነት ሃገር ዪሸራረፍ ኣሎ’ሉ፣ ብሰላም ክቓለስ ናይ ግድን’ዩ። እቲ ዝዉጽዕ ደርቢ ከኣ ኡይታ ህዝቢ ክንዲ ዝሰምዕ፣ መዝመዛን ጨቛናን የኽርር። መንግስታዊ ስርዓቱ ደዉ ከብል፣ ወተሃደርን ሓደስቲ ክፍሊ ስለያን ጎበጥቲ ፖሊስን፣ ቤት ማእሰርትን የብዝሕ። ዘበናዊ ወተሃደራዊ መሳርያታትን፣ መራኸብታትን፣ ተጸናጸንቲ ረድዮታትን፣ ብገንዘብ ህዝቢ፣ ብዶላር እናገዝኤ ንህዝቢ ብሓይሊ ከንበርክኾ ይፍትን። ነቲ ኣብ ክልቲኦም ዘሎ ጎንጺ ከኣ ጭቆና እናኣኽረረ ደፊኡ ደፊኡ ብዘይካ ብሓይሊ ብኻልእ ኣብ ዘይፍታሓሉ ደርጃ የብጽሖ። ኣብ’ዚ መድረኽ ምስ በጽሔ ዉጹዓት ንመሰልን ንፍትሕን ንሰላምን ሓድነትን ከይፈተዉ ተገዲዶም ሆደ/ሰውራ ዪጅምሩ።
To readmore click on the link PDF.
|
Last Updated on Monday, 17 December 2018 21:16 |