You are here:
ንዝኽሪ ክቡር ጅግና ወዲ ሃገር ኮሎነል፡ መሓመድ ዓሊ እድሪስ። |
Tuesday, 20 January 2015 18:57 | |||
ከም ኩልና ኣርትራውያን ዝፈትዎም ስድራ ኣለውዎ፣ ደቁ'ውን ኣለውዎ ፣ ጽቡቅ መነባብሮ'ውን ክህልዎ ምኸኣለ........ልዕሊ ኩሉ ግን ራህዋ ሕዝቡ መሪጹ፣ ምእንቲ ሕዝቡን ሃገሩን ድማ በጃ ሓሉፉ። ክቡር ጅግና ወዲ ሃገር ፣ ኮሎነል፡ወዲ ዓሊ ብ21/01/2013 ዝወልዖ ሽግ ኣብ ቀርዓቱ ከይኣተወ ኣይክጠፍእን እዩ። ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ይሃቦ። ብሊና ኦርግ፡
|