www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news መግሊጽ ሓዘን ብሞት ኣቦናን ብጻይናን ተ|መምህር ሳልሕ ሓምዲ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ
መግሊጽ ሓዘን ብሞት ኣቦናን ብጻይናን ተ|መምህር ሳልሕ ሓምዲ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ
Thursday, 30 July 2015 23:11

እዚ ግዜ ይኸይድ ኣሎ። ምስ ግዜ ምኻዱ ከኣ ዓብይትን ናኣሽቱን ተቓለስቲ ነቲ ዝተበገሱሉ ዕላማ ኣብ ዝግባእ ከየብጽሑ ይፍለዩና’ለዉ። ንደንበ ተቓዉሞን ንሃገርን ከም እዚኦም ዝመሰሉ ሙኩራትን ናይ ታሪኽ ሰነዳትን ብጾት ምኽሳርና ብዙሕ ንሓዝን። መምህር ሳልሕ ሓምዲ ካብቶም ቀዳሞት መመህራን ግዜ እንግሊዝ’ዮም። ብዙሓት ብሉጻት ተማሃሮ እሞ ሽግ ሰውራ ዘልዓሉ ዘፍረዩ’ዮም። ንሶም’ውን ነታ ሽግ ሰውራ ክሳብ እዛ ዕለት መስዋእቶም ካብ ኢዶም ኣየውረድዋን። ጽንዓት ዝመለለዩኡ ክፍለዩና ከለዉ መሪር ሓዘን ዪስማዓና።

መምህር ሓምድ ምስኣን ንስድራ ቤቱ ጥራይ ዘይኮነስ፡ እንተላይ ንደለይቲ ለውጢ ዓቢ ክሳራ ምዃኑ’ዩ። ንመቓልስቱን ንስድራ ቤቶምን ጽንዓት ያሃብኩምን ዪሃበናን ንብል።

ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ

Last Updated on Thursday, 30 July 2015 23:18
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 94 guests online