www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ናይ ሓዘን መግለጺ ብሞት ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ::
ናይ ሓዘን መግለጺ ብሞት ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ::
Sunday, 05 August 2018 21:15

ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ብንኡሱ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ደሙ ስለ ዝኣተዎ ካብ ከረን ጀሚሩ ክሳብ
ኣስመራ ህዝቢ ንምንቕቓሕን ንምውዳብን ምስ ፊዳኢን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ ንመሳትኡ ኤርትራዉያን ኣብ ሰዉራ
ክጽበሩ ሓፍ ዘይብል ሓላፍነት ወሲዱ ክሰርሕ እንከሎ ገለ ዝፈልጥዎ ተጋደልቲ ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንመንግስቲ
ኢትዮጵያ ኢዶም ስለ ዝሃቡ፣ ኣብ ቤት ትምህርቱ ቀዳማዊ ሃይለስላሴ ኣብ ክላስ ከሎ ክሕዝዎ ስለ ዝመጽኡ.......

To read more click on this pdf.doc

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 53 guests online