www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ህወሓት ኣብ ቀራና መንገዲ፣
ህወሓት ኣብ ቀራና መንገዲ፣
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም   
Sunday, 12 August 2018 10:49

‘’ጎረቤትካ ክላጻ ንስኻ’ውን ርእስኻ ማይ ኣጠልቂ’’
ኸም ኩሎም ናይ እምነታት ቅዱሳን መጽሓፍቲ ዝብልዎ ‘’ሰላም ባዕሉ ኣምላኽና’ዩ’’8ሰላም ኣምላኽ ዝሃበና
ጸጋ’ዩ። ‘’ብሰላም ክነብር ምስ ኩሉ ብሰላም ንመላለስ’’8ሊቕና ጳጳሳት መንቆርዮስ ካብ ኣትላንታ ኣብ እዚ
ወርሒ ንህዝቢ ዝሃብዎ ምዕዶ’ዩ። ልብኻ ሸፍጥን ኣብ እኩይ ስራሕን ተዋፊርካ ከሎኻ ሰላም ኣብ ሃገርን
ጎረባብትን ክተንግስ ግን ከም ዘይከኣል ሊቓዉንቲ ዪምዕዱና። ከም ህዝቢ ኤርትራ ንሰላም ዝደለየን
ዝተቓለሰን ዝተሰዉኤን ዝጾመን ዝጸለየን የሎን። ‘’ንሰላም’’8እኮ ዘሚርናላን ቀዲስናላን ተሰዊእናላን ንደቕና
ድማ ስም ኣዉጺእና ኣጠሚቕናላን ንትካላትና ድማ ሰላም ዝብል ስም ሂብና ደሊናያ’ና። ደለይቲ ሰላም
ስለ ዝኾና ሃንቐዉ ስለ ንብላ ዝኾነት ሕማቕ ቓል ኣንጻር ሰላም ኣይነተንፍስ’ና። ኣብ ግብሪ ግን ካልእ ከም
ዘሎ ዪዕዘብ ስለ ዘሎኹ ናተይ ሻቕሎት ክገልጽ ከሎኹ ንሰላም ካብ ልቢ ስለ ዝደልያን ዝትምነያን
ሙዃነይ ክትርድኡኑ በዓል ተስፋ’የ።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ pdf ሊንክ ጽዓን !


Last Updated on Sunday, 12 August 2018 11:14
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 67 guests online