www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ደገፍና ንመበል 13 በዓል ብሄረ-ብሄረሰባት ኢትዮጵያ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ
ደገፍና ንመበል 13 በዓል ብሄረ-ብሄረሰባት ኢትዮጵያ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ
Monday, 17 December 2018 20:52

ወጽዓ ኣብ ዘሎ ቓልሲ ኣሎ። እሺ ኢሉ ዝግዛእ ፍጢር የሎን። ዉጹዕ ተወጺዔ፣ መሰለይ ትነፊግኒ፣ ፍትሒ ጎዲልኒ፣ ኣብ ገዛይ ኣብ ሃገረይ ሰላም ሲኢነ፣ ሓድነት ሃገር ዪሸራረፍ ኣሎሉ፣ ብሰላም ክቓለስ ናይ ግድንዩ። እቲ ዝዉጽዕ ደርቢ ከኣ ኡይታ ህዝቢ ክንዲ ዝሰምዕ፣ መዝመዛን ጨቛናን የኽርር። መንግስታዊ ስርዓቱ ደዉ ከብል፣ ወተሃደርን ሓደስቲ ክፍሊ ስለያን ጎበጥቲ ፖሊስን፣ ቤት ማእሰርትን የብዝሕ። ዘበናዊ ወተሃደራዊ መሳርያታትን፣ መራኸብታትን፣ ተጸናጸንቲ ረድዮታትን፣ ብገንዘብ ህዝቢ፣ ብዶላር እናገዝኤ ንህዝቢ ብሓይሊ ከንበርክኾ ይፍትን። ነቲ ኣብ ክልቲኦም ዘሎ ጎንጺ ከኣ ጭቆና እናኣኽረረ ደፊኡ ደፊኡ ብዘይካ ብሓይሊ ብኻልእ ኣብ ዘይፍታሓሉ ደርጃ የብጽሖ። ኣብ መድረኽ ምስ በጽሔ ዉጹዓት ንመሰልን ንፍትሕን ንሰላምን ሓድነትን ከይፈተዉ ተገዲዶም ሆደ/ሰውራ ዪጅምሩ።

To readmore  click on the link PDF.

Last Updated on Monday, 17 December 2018 21:16
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 269 guests online