www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news መግለጺ ሓዘን ንመስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳልይ ኣድሓኖም ገብረመርያም ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ ሆደ
መግለጺ ሓዘን ንመስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳልይ ኣድሓኖም ገብረመርያም ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ ሆደ
Thursday, 25 February 2021 17:41


መስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያም ምስ ሰማዕና መሪር ሓዘን ተሰሚዑና። ተጋዳላይ አድሓኖም ካብ ግዜ ንእስነቱ አትሒዙ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ክሳብ ሕጂ ብጽንዓት ዝተቃለሰን መሪሑ ዘቃለሰን ዓቢ ኣብነታዊ መራሒ`ዩ ነይሩ።  

በዚ መሪር ናይ ሓዘን አጋጣሚ ንሙሉኣት ስድራ-ቤቱን መቅርቡን ናይ ቀረባ መቃልስቱ አባላት ሰልፈ ደሞክራሲ ኤርትራን ከምኡ’ውን ንኹልና ህዝቢ ኤትራ ጽንዓት ይሃበና።

ሕድሪ ሱዉኣትና ኣብ ሙልእ ዓወት ክበጽሕ ሙኻኑ ዘይተርፍ ሙዃኑ ንኣምን።

 

ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ

የካቲት 22-02-2021  

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 57 guests online