www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ’ቐዳማይ ስሕታን ካልኣይ ዕብዳን’’ ሰላማዊ ሰልፊ ህግደፍ ንዂናት ትግራይ ዝድግፍ።
’ቐዳማይ ስሕታን ካልኣይ ዕብዳን’’ ሰላማዊ ሰልፊ ህግደፍ ንዂናት ትግራይ ዝድግፍ።
Friday, 12 March 2021 21:52

ተቓዉሞ ብዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ ሆደ

ወዲ ሰብ ንብጻዩ እንተኪሒዱ፣ ንሕልናኡ እንተዘይተገዚኡ፣ ካብ እንስሳ ንላዕሊ ጨካን ክኸዉን ከም ዝኽእል ብተግባር ዝርኤ መራሒ መንግስቲ ኤርትራ’ዩ። ንጎረባብትና ንጭካኔ እዚ ሰብ ክንግልጽ ከሎና ክርድኡና ይኽእሉ ኣይነበሩን። ብፍላይ ቕድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ኣዲስኣበባ ልቡ ክሃርምን፣ ካባ ክኽደን፣ ካትም ክመልስን ምስ ተዓዘብና ለይቲ ኢትዮጵያ ከም ለይቲ ኤርትራ ክትጽልምት’ያ ኢልና ጺሕፍና ኔርና። ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸመ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ብኽንደይ ቓልሲ ንዓለም ኣረዲእና ዓለም’ውን ብናቱ መንገዲ መርሚሩ ንህዝቢ ኤርትራ ክጣበቕ ምስ ጀመረ፣ ሓሙኽሽቲ ዝመልኤ ሓንጎሎም ደገፍቱ ብስም ህግደፍ ዝተኣኻኸቡ ስእሉ ሒዞም ምስ ጸላእትናን ቐተልትናን ትምክሕተኛታት ኣምሓሩ ኮይኖም ኣብ ኣደባባይ ሕቡራት መንግስትታት ‘’ንሱ ንሕና ንሕና ንሱ’’ ‘’ይቅተል ይእሰር እንታይ ገደሰኩም’’ ክብሉ  ክድብሉን ክስዕሱዑን ኣብ ‘’ሰልማዊ ሰልፊ’’ ሪኢና። ወይ ስሕታን ኢልና።

 

To continue click this PDF link

Last Updated on Friday, 12 March 2021 22:03
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 50 guests online