www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ዝኽሪ 1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ፡
ዝኽሪ 1 መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ፡
Friday, 02 September 2022 13:04

መዓልቲ ጎነጻዋ ብድሆ ንገዛእቲ ኢትዮጵያ፡ እዚ ኒሕ ህዝብና ቐጻሊ ሙዃኑ ጨቖንቲ ኣይኣምኑን'ዮም፡ ክሳብ መጠረሽታ ዉድቐቶም ኣብ ልዕሊብህዝቦምን ካልኦት ሰላማዉያን ህዝብን ፋሺስታዊ ተግባራቶም ኣየቛርጹን'ዮም። እዚ ዓመት ጽብቕ ጅማሮ መንእሰይ ተጀሚሩ ንዘሎ ነቲ ሓዊ ኩርማድን ጉንድን ንወስኸሉ። ወላ ገለ ጉድላታት እንተሎና፡ ንሕና ነቲ ጠንቂ ኣይፈጠርናዮን ኣብ መስርሕ ኩሉ ግዜ ዝርኤ ጉድለታት ኣሎ። ነዚ ከም ማስቲካ ዝሕዩኹ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብታት ዝርውርድ ዘሎ ዘይጉዳዮም ዝርእዩ ምስ ግዜ ተረዲእዎም ክምለሱ'ዩም፡ ይሕሸና እንተበሉ ድማ ምስኡ ይጽደፉ። ነዚ ካልኣይ ዙር ኲናት ንኹንን። 

ካብ መሬት ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤርትራ ከወጽእን ንመሬትና መበገሲ ኲናት ከይጥቐሙ ኣጥቢቕ ንኹንን። 

ዉጹዓት ክዕወቱ'ዮም።  

ዉጹዕ ህዝብታት ሓንቲ ብረቶምን ንበረቶምን ሓድነት'ያ፡ ብኹሉ ሸነኽ ንከባከባ። 

ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሱዉኣትና። ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ

Last Updated on Friday, 02 September 2022 13:15
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 56 guests online