www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ሽዱሽተ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ውዳባት ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ ህሉው ጥሕሰት ዶብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ
ሽዱሽተ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ውዳባት ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ ህሉው ጥሕሰት ዶብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ
Sunday, 04 September 2022 18:39


ገዛኢ ስርዓት ጃንዳ፡ ዲክታቶርያዊ ስርዓት እሳያስ ኣፍወርቂን ጭፍራኡን ኣብ ውሽጢ ሃገር ንህዝቢ ኤርትራ
ብጭካነ ረጊጽካ ብምምብርካኽ ንምግዛእን ከምኡ’ውን ንምውራድን፡ ብኽብርን ነጻነትን ኣብ ሃገሩ ናይ ምንባር
መሰረታዊ መሰሉ ሓሪምዎ ይርከብ። ኣብ ወጻኢ ድማ ንዝምድና ሕዝቢ ኤርትራን ኣሓት ዝዀኑ ጐረባብቲ
ሃገራት ብምብልሻው ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ናይ ህዝብታት ቅልውላዋት፡ ግጭታት፡ ውጥርታት፡ ከምኡ’ውን
ውግኣት እንዳፈጠረ ይነብር ኣሎ። ናይ‘ዚ ሓቀኛ ርኡይ ምስክርነት ኣብ ቀረባ እዋን ስርዓት እሳያስ ኣፈወርቂ
ንኹሉ እቲ ብዓለም ደረጃ ብኹለን ሃገራትን ማሕበረ-ሰብ ዓለም ቅቡል ዝዀነ ዲፕሎማስያዊ ኣሰራርሓ ባህልን፡
ልሙድ ናይ ወጻኢ ዝምድናታት ፖሊሲታትን ኣሰራርሓን ብምርጋጽ ዘይንቡርን ዘይሕጋውን ስራሓት ምፍታኑ
እዩ። እዚ ከኣ ናይ ሱዳን መንግስቲ ዘይፈልጦ ዋዕላ ናይ መራሕቲ ሲቪላዊ ምምሕዳር ምብራቕ ሱዳን ኣብ
ኣስመራ ዋዕላ ንኸካይዱ ጸዊዑ::

 

to read more click on this PDF link

Last Updated on Sunday, 04 September 2022 18:46
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 488 guests online