You are here:
ፖሓኤ ናይ ውድባቱ ኣባላት ሰፊሕ ኣኼባ ኣኻይዱ |
Monday, 12 February 2024 06:39 | |||
ላዕለዋይ መሰጋገሪ ኣካል ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ (ፖሓኤ)፡ ብ10 ለካቲት 2024 ናይ ውድባቱ ኣባላት ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብዚ ኣኼባ ኣሰናዳእቲ ናይቲ መድረኽ ዕላማ ኣኼባ፡ ሕድሕድ ምልላይ ኣባላትን ንናይ ሓባር ቃልሲ ምብጋስን ምዃኑ ኣፋሊጦም። ስዒቡ ኣቦመንበር ላዕለዋይ መሰጋገሪ ኣካል ፖሓኤ ኣቶ ገረዝግሄር ተወልደ መእተዊ ቃል ኣስሚዑ። ኣቶ ገርዝግሄር ኣብቲ ዘስመዖ ቃል፡ ፖሓኤ ናብዚ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ንከጽሕ ዝሰገሮም ብደሆታትን ዘመዝገቦም ዓወታትን ጠቒሱ፡ ኣብ ዝዓለሞ ንምጻሕ ዝጽበዮ ዘሎ ቃልሲ ብዝምልከት’ውን ኣብሪሁ። ምሉእ ትሕዝቶ ጽሑፍ ንምንባብ ኣብ ዝስዕብ ናይ URL link ጽዓን።
|