www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ምብኽንያት መበል 34 በዓል ናጽነት ኤርትራ።
መልእኽቲ ኣቦ መንበር ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ምብኽንያት መበል 34 በዓል ናጽነት ኤርትራ።
Saturday, 24 May 2025 16:27

 24 ግንቦት 2025 ሃገርና ልዑላውነታ ካብ ትጓናጸፍ መበል 34 ዓመት እዩ። ነዛ ክብርቲ መዕልቲ እዚኣ ክርእዩ
እተመነዩ ግን ክርእይዋ ዘይትዓደሉ ሃገራውያን አርትራውያን ኣሽሓት እዮም። ምእንቲ ናይ ህዝብና ናጽነትን ሓርነትን
ክቡር ሁወቶም በጃ ዝሃቡ ብአማእት አሸሓት እዮም ዝቑጸሩ። ሳል ክቡር መስዋእቶም ድማ ሃገርና ኤርትራ
ልዕላውነታ እተፈልጠላ ኣካል ሕቡራት መንግስታት ዕለም ኵይና ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ እዚ ኣብ ውሽጥን ወጻእን
ንዝርከብ መላእ ህዝብና ዮሃና እብል።

 

ምሉእ ትሕዝቶ ንክተንብቡ ኣብ ዝስዕብ ቀለበት ፣ PDF ጽዓን።

Last Updated on Saturday, 24 May 2025 17:19
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 126 guests online