www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ብምኽንያት ዝኽሪ ባሕቲ ምስከረም፡ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)፡
ብምኽንያት ዝኽሪ ባሕቲ ምስከረም፡ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)፡
Monday, 01 September 2025 07:08

ሎሚ፡ ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ በብዓመቱ እንዝክረላ ታሪኻዊት ዕለት እያ። ኣብ'ዛ ዕለት'ዚኣ፡ ብጅግና ስዉእ
ሓርበኛ ሓምድ ኢድሪስ ዓዋተ ዝተመርሑ፡ ውሑዳት ሓርበኛታት ተጋደልቲ፡ ነቲ ብሰላማዊ ኣገባብ ዝተሓረሞም ሕቶ ነጻነት፡ ብነዊሕን መሪርን ብረታዊ
ተጋድሎ፡ ነባሪ ፍታሕ ንምርካብ ዘብቅዕ ጥጡሕ ባይታ ንምፍጣር፡ ናብ ጎቦ ኣዳል ደይቦም፡ ርችት ሓርነት ዝወልዑላ ታሪኻዊት ዕለት'ያ። ስለዝኾነ
ከኣ፡ ብኹሎም ምእንቲ ሃገራዊ ነጻነት እናተጋደሉ ክቡር ዋጋ ዝኸፈሉ ተቓለስቲ ህዝብታት ኤርትራን ፈተውትናን እናተዘከረት እትነብር ክብርቲ
ዕለት'ያ።
ኣብ'ዛ ክብርቲ ዕለት፡ ኣፈ-ሙዝ ብረት ወዲሮም፡ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ፡ ናብ ሓያል ደማዊ ግጥም ዝወፈሩ ሓርበኛታትና፡ ኣብ ኣእምሮኦም
ዘስፈሩወን ክልተ ዓበይቲ ዕላማታት ነይረኖኦም። ንሳተን ድማ፡-

 

ምሉእ ትሕዝቶ ቀጺልካ ንምንባብ፣ ኣብ'ዚ ዝስዕብ ቀለበት ጽዓን፡ PDF link

Last Updated on Monday, 01 September 2025 07:23
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 105 guests online