www.blina.org

ገዲም ተጋዳላይ ገብረመድህን መሓሪ (ወዲ መሓሪ) PDF Print E-mail
Friday, 07 March 2014 19:27

ገዲም ተጋዳላይ  ገብረመድህን  መሓሪ (ወዲ መሓሪ) ዓሪፉ ምስ ሰማዕና ብዙሕ ሓዚና። ደንበ ፍትሒ ተሞኩሮ ዘለዎን ዉፉይን ተቓላሲ ጠፊኢና፣ ብዓቢኡ ከኣ ንስድራቤቱን

ንመቓልስቱን ፍለጥቱን ከቢድ ሓዘን'ዩ። በዚ ኣጋጣሚ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ ሓዘና እናገልጽና ጽንዓት ይሃብኩም ንብል።

ቀጺሉ ናይ ስድራ ቤት ሓብሬታ ንስነ-ስርዓት ቀብሪ ዘርኢ ኣሎኩም።

ገዲም ተጋዳላይ  ገብረመድህን  መሓሪ (ወዲ መሓሪ) ድሕሪ ናይ ነዊሕ እዋን ሕማማ ፣  ዕለት  03-03- 2104  ኣብ ከተማ ማንሃይም ሃገር ጀርመን ዓሪፉ፡፡

ናይ ቀብሪ ስነ ስርዓት   ንዕለት 11-03-2014 ሰሉስ መዓልቲ ኣብ  Gnadenkirche, Karlsternstr.1  68305  Mannheim  ካብ  ሰዓት 10፡00

ጀሚሩ ጸሎት ፍትሓት ክካየድ እዩ፡  ስዒቡ ሰዓት 12፡00  ሓመድ ኣዳም ዝለብስሉ ኣብ  Waldfriedhof Waldpforte 144  68305 Mannheim

እዩ። (መቓብር ኣብ ጥቓ ቤተ ክርስትያን እዩ። )

ሓብሬታ፡

  1. ብምድሪ ባቡር ብሰሜን ንእትመጹ፡ ኣብ Waldhof Bahnhof ትወርዱ፡ ካብኡ ኣውቶቡስ ቁ. 53 ወሲድኩም ኣብ Freilicht-Bühne ትወርዱ


  1. ብምድሪ ባቡር ብደቡብ ንእትመጹ፡ ኣብ Mannheim Hauptbahnhof ትወርዱ፡ ካብኡ Straßenbahn Richtung Schönau Linie 1 ተሳፊርኩም


ኣብ Waldhof Bahnhof ትወርዱ፡ ካብኡ ኣውቶቡስ ቁ. 53 ወሲድኩም ኣብ Freilicht-Bühne ትወርዱ።



ኣጋይሽና ንቕበለሉ ቦታ ፡  Eigene Scholle 27


68305   Mannheim   እዩ።


ስድራ ቤት  ገብረመድህን  መሓሪ

Last Updated on Friday, 07 March 2014 19:39
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 44 guests online