www.blina.org

ጉሂር በርሀት ለመለም የንቱራ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ ክራ ሰበትድ ናይ ሓዘን መግለጺ ብሞት ተጋደላይ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ PDF Print E-mail
Tuesday, 03 December 2013 20:26

ፋሪዕ እክባ መሩቛ ብሊኑኹ ኤርትራ/ሆደ፣ ፋርስ ለመለም የንቱራ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ ክረድ ስረትና ዋስነሰና ገሪ ጉሂ ዋስተትና ብርህድነኩን።

ፋርስ ለመለም የንቱራ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ ኒሽጉልድ እክዲ ኮሊዲር መታን ለመለም ዩ ንክራ ጝርጋ ኣኽራሲክ ፊኹጋኹ ጝን።

ንሰና ሓይስ ጀረብዳኹ ወክትል ሲሩና፣ በሀር ሙኹር ባርነዲንና  ለመለም ይነቱታት ኤከይ ደልም ጝን። ጉሂ ኮዶ ዓደድ ደኮክ።

ፋሪዕ እክባ መሩቛ ብሊኑኹ ኤርትራ/ሆደ፣ እና ኤርሳኹ ክራ ሙርቛ ብሊንኹሲ ጎሀይደት በርህዱ ንከውስኽር ኒዲ ለመለም የንቱታስኽር አማን እውንተት የክ።

ፋሪዕ እክባ መሩቛ ብሊኑኹ ኤርትራ/ሆደ

ናይ ሓዘን መግለጺ፡

ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡ሓርበኛ ተጋደላይ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ መሪር ሓዘን ከም ዝተሰመዖ ይገልጽ።

ሓርበኛ ተጋዳላይ ጃዕፈር ዓሊ ኣሰድ ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ከይተሓለለ ብዘይምቅራጽ እና ተቃለሰ እዩ ሓሊፉ።

ሓርበኛ ተጋደላይ ጃዕር ዓሊ ኣሰድ ኣብቲ ናቱ ኣስተዋጽኦ ዝያዳ ዝጥለበሉ ግዜ ካብዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ንኩሎም ምእንቲ ለውጢ ዝቃለሱ ሓይልታት ዓቢ ክሳራ እዩ።ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡በዚ መሪር ኣጋጣሚ`ዚ ንኩሎም ስድራ ቤቱን ናይ ቀረባ መቃልስቱን ጽንዓት ይሃብኩም ይብል።

ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ

01/12/2013

Last Updated on Wednesday, 04 December 2013 15:55
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 192 guests online