www.blina.org

ኹናኔን መግለጺ ሓዘንን PDF Print E-mail
Wednesday, 22 April 2015 00:36

ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ

ሊብዪል ኤርትሪንዲ ኤትዮጵየዲር ቊርሊ ክርስትያን ካያ ኣኽንነዲን ISIS ዪስታኹድ ክረውሲ ኮነነኲን። ና ከውስኻ ኤማን እውነት ይነኲን።


ዲሞክራስያዊ ውድብ ቤረ ብሌን ኤርትራ

ኣሸባሪ ውድብ ISIS ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኢትዮጵያውያ ንኤርትራውያን ክርስትያን ጥራይ ብምዃኖም ኣብ ሊቢያ ዝፈጸሞ ጨካንን ኣረሜናውን ገበን፡ ኣትሪሩ ይኾንን። ንስድራ ቤቶም ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል።

 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 33 guests online