www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ናይ ኣቶ ግርማይ ኪዳና ወዲ ፊሊፖ ሕቶ ብውድባትና ክምለስ ዝግብኦ ማእኸል ሕቶ’ዩ።
ናይ ኣቶ ግርማይ ኪዳና ወዲ ፊሊፖ ሕቶ ብውድባትና ክምለስ ዝግብኦ ማእኸል ሕቶ’ዩ።
Thursday, 29 June 2017 16:47

ጸሓፍትናን ስነ ጥበበኛታትናን ሎሚ’ውን ከም ትማሊ ኣብ መትከላት ሃገራዊ ሓድነት ነኺሶም ንሓደ ከይደገፉ ንሓደ
ከይ ወገኑ ንሓድነትን መሰላትን ህዝብታት ኤርትራን ክድልድል ምስ ጎረባብትና ሰላማዊን ፍትሓዊን ዝምድና ክነግስ
ይጽሕፉን ይዝምሩን ኣለዉ። ነዚ ስራሕ እዚ ተዲቡ ክስርሖ ሓላፍነት ዝወሰዱ ውድባት ስለ ዝኾና ከኣ ብብግዜኡ
ነቐፈታን መረረን ክጽሕፉ ነንብብ ኣሎና። ካብ’ዞም ዓበይቲ ጸሓፍቲ ኤርትራ ሓደ ኣቶ ግርማይ ኪዳና ወዲ ፊሊፖ’ዩ።
ኣቶ ግርማይ ከም ዓቢ ጸሓፋይ መጠን ኣብ ሓደ ሕቶ ጥራይ ኣተኲሩ ዝጽሕፍ ከም ዘይኮነ ጹሑፋቱ ዘንብብ
ዝርድኦ’ዩ።

To read the full text.... click on this  pdf file..

Last Updated on Thursday, 29 June 2017 17:04
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 528 guests online