www.blina.org

You are here:   Home Blog brk/news ቃለ መሕትት፣ ምስ ኣቦ መንበር ውድብ ብሄረ ብለን። *** ውዕሎ ጀነቫ***
ቃለ መሕትት፣ ምስ ኣቦ መንበር ውድብ ብሄረ ብለን። *** ውዕሎ ጀነቫ***
Written by ብጎይትኦም ኹፍሎም   
Tuesday, 11 September 2018 20:34

 

ንመተሓሳሰቢ ንኹሉ ኣንባቢ ደላይ ፍትሒ፥


ኣገዳስነት ኣብ ጀኔቭ ብዕለት 31 ነሓሴ 2018 ዝተሳለጠ ሰላማዊ ሰልፊ ብምግንዛብ ካብ ዝወዓሉ መብርሂ ክህቡ መታን ኣገደስቲ ሕቶታት ንሓዉ ኣቶ ጎይትኦም ኩፍሎም ሕቶታት ብስምኩም ሓቲትናዮ ንሱ ድማ ብሓጎስ ተቐቢልና ብስምኩም ነመስግኖ።

ሕቶ፣ ኣብ ጀኔቭ ብዕለት 31 ነሓሴ 2018 ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ዓላማ ደለይቲ ፍትሒ እንታይ’ዩ ነሩ?

መልሲ ጎይትኦም ኩፍሎም፣

To read more click.... this Pdf link

Last Updated on Tuesday, 11 September 2018 21:02
 

mod_btslideshow

Saturday 19/12/2020 Live stream on 20:30 Berlin time.

Who's Online

We have 99 guests online